"ውሑዳት ኣባላት ሓደ ጃንዳ መኮንናት ሕጊ ጥሒሶም፡ ኣብ መላእ ትግራይ መሓውራት መንግስቲ ንምፍራስ ዘይቅኑዕ ውሳነ ይወስዱ ኣለዉ።" ጌታቸው ረዳ።
Mar 12, 2025•6 min
Episode description
ንሎሚ 12 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት፡ ** ፕሬዝዳንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ምስ ሩሲያ ን30 መዓልታት ዝጸንሕ ተኹሲ ጠጠው ናይ ምባል መደብ ከምዝቕበሎ ገሊጹ።... ** ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ ብዝወሰድዎ ናይ ሓይሊ ስጉምቲ ሰላማውያን ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዝወረዶም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣፍሊጡ ... ** ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ ጎኒ እቲ ድሮ ኣብ ሜዳ ኦልድ ትራፎርድ ዝርከብ ዝዓበየ ስታድዩም ኩዕሶ እግሪ ብሪጣንያ ክትሃንጽ መደብ ከም ዘለዋ ኣፍሊጣ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
