This rural town has grown into a thriving multicultural hub - SBS Examines: መርኣያ ስኒት ብዝሐ ባህላውያን ማሕበረሰባት ዝኾነት ንእሽቶ ከተማ ኣውስትራልያ
Jun 04, 2025•9 min
Episode description
In the central west of New South Wales, Dubbo is home to some of the largest Nepali and Indian communities in the state. - ኣብ’ዚ ዓመት፣ ኤስቢኤስ 50 ዓመት ይገብር ኣሎ፣ ነዚ ንምብዓል ዛንታታት ስግረ-ባህላውያን ዓወታትን ሕቡናት ብዝሐ ባህላውያን ማሕበረሰባትን ነቕርብን ነካፍልን ኣለና። ብዛዕባ ኣብ ከባቢታት ገጠር ዝርከባ ንኣሽቱ ከተማታት ዝጸንሐ ብሂል ወይ ኣረኣእያ’ሎ፣ ግሉላት ዝኾና፣ ኣብ ገለ እዋናት’ውን፣ ኣጋይሽ ብጽቡቕ ዘይቅበላ። እዚ ግን ሓቂ ድዩ፧ ኣብ ሃገረ ዊራድጁሪ፣ ማእከላይ ምዕራብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ዌልስ ትርከብ እዚኣ ንእሽቶ ከተማ ዕምብብቲ ብዝሐባህላዊት ማእከል ብምዃን ገለ ካብ’ቶም ዝበዝሑ ማሕበረሰባት ህንድን ኔፓልን ኣብ’ታ ግዝኣት ዝነብሩላ ኮይና’ላ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
