ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ሱዳን ኣብ ዕጹው ሜዳ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ ጋንታታት ማንቸስተር ክልቲኤን ተሳዒረን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሃትሪክ ሰሪሑ፣ - podcast episode cover

ኢትዮጵያ መጻረዪ ግጥማ ኣንጻር ሱዳን ኣብ ዕጹው ሜዳ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ ጋንታታት ማንቸስተር ክልቲኤን ተሳዒረን፣ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሃትሪክ ሰሪሑ፣

Dec 23, 202411 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (23/12/2024) * ኢትዮጵያ ኣንጻር ሱዳን ዘለዋ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዕጹው ማዕጾ ኣብ ሊብያ ክኾነላ ሓቲታ፣ * ኣብ ግጥማት ዋንጫ ካራባኦ (ካራባኦ ካፕ) ናብ ፍርቂ ፍጻመ ዝሓለፋ ጋንታት መጋጥምተን ፈሊጠን፣ ሊቨርፑል VS ቶተንሃም፣ ኣርሰናል VS ኒውካትስል ዩናይትድ፣ * ናይጀርያዊ ኣዴሞላ ሉክማንን ዛምብያዊት ባርባራ ባንዳን ብሉጻት ተጻወቲ ኣፍሪቃ ናይ'ዚ ዓመት ተሰይሞም፣ * ኣርጀንቲና ኣብ ተርታ ዓለም ኩዕሶ እግሪ ፊፋ ቀዳመይቲ ኮይና ን2024 ወዲኣታ፣ ኢትዮጵያ መበል 146፣ ኤርትራ ኣይተሰርዐትን፣ *
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android