ሳሙኤል ኤቶ፣ ኦኮቻን ኣደባዮርን ኣብ ሶማልያ ምብጻሕ ኣካይዶም፣ ፒኤስጂ ሻምፒዮን ኤውሮጳ ኮይና፣
Jun 01, 2025•9 min
Episode description
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (02/06/2025) * ኣብ ቀዳማይ መዓልቲ ዓወት ዘመዝገበ ሚልኪያስ ማእከለ ወሲኽካ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ደሚቖም ዝተራእይሉ መበል 37 ቅድድም ብሽግለታ ዙር ኢራን ዝሓለፈ ሰሙን ተኻይዱ፣ * ፕረዚደንት ሶማልያ ኣብ ሃገሩ ታሪኻዊ ዑደት ዝፈጸሙ ኤቶን ኦኮቻን ዝርከብዎም ገዳይም ህቡባት ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣብ ቤተመንግስቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ፣ * ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ናብ ተወዳዳሪ ግጥማት ምምላሳ፣ ብምኽንያት መበል 34 ዓመት በዓል ነጻነት ዝተዳለዉ ምሕዝነታዊ ግጥማት ኤርትራ 1-0 ተሳዒራ ተዛዚሞም፣ * ፓሪስ ሳን ዠርማን (ፒኤስጂ) ንኢንተርሚላን ዘሕፍር ስዕረት ኣሰኪማ ንፈለማ ግዚኣ ሻምፒዮን ኤውሮጳ ኮይና፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
