ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ጥቅምቲ 2024) - podcast episode cover

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (28 ጥቅምቲ 2024)

Oct 28, 202451 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ ሰኑይ 28 ጥቅምቲ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ኣውስትራሊያን ኒውዚላንድን ዑደት ዝገብሩ ዘለዉ በዓልቲ ሞያ ሕጊ ሰዊት ዮሃንስን ወላዲኣ ኣርክቴክት ዮሃንስ በራኺን ብዛዕባ ኣብ ትምህርታ ዕውትቲ ኮይና ዝለዓለ ናይ ጥብቅና ሞያ ዝበጽሓትሉ ጉዕዞ፡ ኣብቲ ናታ ጉዕዞ ዓወት ተራ ወለዲን ማሕበረሰብን ዓላል ኣብዚ ካል ኣይ ክፋል ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት፡ ካልእ ትሕዝቶን’ውን ክቐርብ’ዩ። ኣርእስታት ዜና፥ ዴቪድ ክራሲሊ ሎሚ [28 ጥቕምቲ] ኣብ ኲንስላንድ ሓድሽ ፕሪመር ኮይኑ ብወግዒ ምሒሉ ። ግብጺ ፡ ኣብ ቓዛ ንኽልተ መዓልቲ ዝጸንሕ ተዅሲ ደው ናይ ምባል እማመ ስምምዕ ከም ዘቕረበት ገሊጻ ። ኣውስትራልያ ኣብ ዓውደ ሕርሻ ትግራይ ኢንቨስት ንምግባር ድሌት ከምዘለዋ ገሊጻ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android