ቃለ መሕትት ፕረሲደንት ኢሳያስን ካልኦት ጸብጻባትን፡
Jul 24, 2025•12 min
Episode description
ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ቃለ-መሕትት፡ ንማዕከናት ዜና ሃገሩ ሂቡ። ምፍራስ ናይቲ ኣብ ደቡብ ትግራይ ዝነበረ ምምሕዳር ተቓውሞ ገጢምዎ። ጸሓፊ ክፍሊ ወጻኢ ኣሜሪካን ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያን ተመያዪጦም።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
