ንጥዕና ሰብ ዝጎድኡ ዘለዉ ሕሉፋት ዝተመስርሑ መግቢታት።
Feb 10, 2025•5 min
Episode description
ሽኮራዊ መስተ: ሰርያል: ከምኡውን ኣቐዲሞም እተዳለዉ ምግብታት(ready-made) ዝበሉ ምግቢ ምብላዕ ን ልዕሊ 30 ዝኸውን ንጥዕና ጎዳኢ ዝኾኑ ምግቢ ተባሂሎም ብመጽናዕቲ ተለልዮም ኣለዉ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
