ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ጸብጻብ) - podcast episode cover

ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። (ጸብጻብ)

Feb 26, 20256 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዉዎ፡ ዶ/ር ኣብራሃም በላይ ወተሃደራት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዑ። ብዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ጉጅለ ህወሓት ምስ ኤርትራ "ሕቡእ ርክብ" ከምዘየካየደ ገሊጹ። ሰለስተ ውድባት ትግራይ ኣብ ትግራይ"ዝተረሓሓቐ ርድኢትን ኣፈላላይ ቅዋምን ኣሎ " ኢሎም። ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ሓሙስ መቓዲሾ ክበጽሕ’ዩ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android