ምርዳእ ብዛዕባ ኣብያተ መድሃኒት ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከም ዝሰርሕ፥ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) - podcast episode cover

ምርዳእ ብዛዕባ ኣብያተ መድሃኒት ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከም ዝሰርሕ፥ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Nov 27, 202412 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ፋርማሲታት ሓኪም ዝኣዘዝዎም መድሃኒታትን ናይ ጥዕና ክንክን ምኽሪ የበርክቱ ፤ ንሕብረተሰብ ድማ ብዛዕባ ውሑስ ኣጠቓቕማ መድሃኒትን ምክልኻል ሕማምን ይምህሩ ። እንተሓሚምካን ሓኪምኻ መድሃኒት እንተኣዚዙልካን ፡ ዝቕጽል ስጉምቲ ሓኪም ዝ ኣዘዘልካ መድሃኒት ንምርካብ፡ ናብ ኣብ ከባቢኻ ናብዘሎ ቤት-መድሓኒት ምኻድ እዩ ። ኣብዚ ናይ ሎሚ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ኣሰራርሓ ፋርማሲ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ ከምዝሰርሕ ብምርኣይ፡ ናብ ፋርማሲ ክትከይድ ከለኻ እንታይ ክትጽበ ከምትኽእል ክግለጽ እዩ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android