ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሓምለ 2024) - podcast episode cover

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሓምለ 2024)

Jul 25, 202454 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ ሓሙስ 25 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ዶ/ር ፍጹም ሰመረ ወልደጊዮርጊስ ኪኢላ ዕደና ተፈጥሮኣዊ ሃብትታት፣ ትሕተ ቅርጽን ልምዓት ኢንዱስትሪታትን ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ሎሚ ናይ መወዳእታ ክቐርብ እዩ። ኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ። ኤርትራ ሱዳናዊ ዲፕሎማት ካብታ ሃገር ክወጽእ ከም ዝኣዘዘት ተሓቢሩ። ማእኸላይ ኮምሽን ቁፅፅር ህወሓት ካብቲ ክካየድ ዝሕሰብ ዘሎ ጉባኤ ኣባላቱ ከም ዝሰሓቡ ኣፍሊጡ።ዝብሉ ጸብጻባት ል ኡኽና እዮም። ምርዳእ ስርዓተ ሕጊ ኣውስትራሊያ፡ ኣብያተ ፍርዲን ሕጋዊ ደገፍን ዝብል ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክቐርብ እዩ ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ኣብ "ሕጽረት ብዝሒ ህጻናት " ከም ትርከብ ዘላ ሓደ ሓድሽ ጸብጻብ ሓቢሩ። ናይዚ ምኽንያት ጸቕጢ ክብሪ መነባብሮን ቁጠባዊ ስግኣትን እዩ ተባሂሉ። ኣብ ኔፓል ፡ ሓንቲ ነፋሪት ንኽትበርር ኣብትብገሰሉ ዝነበረት ካብ መሕንበቢ ጽርግያ ወጺኣ ብምሕምሻሻ ፡ ብውሕዱ 18 ተጓዓዝቲ ሞይቶም ። ኤርትራ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ዘካይዶ በረራ ከቋርጽ ከም ዝወሰነት ኣፍሊጣ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android