መስርሕ ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን፥ ትዕዝብቲ ጋዜጠኛታት ኣብርሃም ተ/ልኡልን ተመስገን ደበሳይን፡ ኣብ እዋን ምምጻእ ቀ/ሚ ኣብያ ናብ ስልጣን
Jun 06, 2025•31 min
Episode description
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ 2018 ናብ ስልጣን ምስ መጽአ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዯጵያን ብናህሪ ክኸይድ ጀሚሩ ዝነበረ ናይ ሰላም ኩነታት ንብዙሓት ዘሐጎሶምን ዘገረሞምን፡ ዘሰክፎምን ኔሮም። ብዛዕባ'ዚ ኣብቲ እዋን ዋና ዳይረክተር ፐን ኤርትራ ኣብርሃም ተስፋል ኡልን ጋዜጠኛ ተመስገን ደበሳይን ትዕዝብቶም ምስ ረዲዮ ኤስ ቢ ኤስ ኣካፊሎም ነይሮም። ብምኽንያት ዝኽሪ 50 ዓመት ምጅማር ኤስ ቢ ኤስ ዳግም ቅሪቡ ኣሎ። ኣብዚ እዋን ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ምስቲ ሽዑ ዝነበረ ኩነታት'ውን ንምንጽጻር ዝሓግዝ ርእይቶታት ዘለዎ እዩ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
