መራሒ ደቡብ ኮርያ ናብ ኣምባገንነት፧ ዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ታሕሳስ 2024)
Dec 03, 2024•6 min
Episode description
ንሎሚ 4 ታሕሳስ 2024 ኣርእስታት ዝተዳለዉ ዜናታት፥ ኣብታ ሃገርን ዓለምን ቁጠዐ ዘልዓለ፡ ፕረሲደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮአል ዝኣወጆ ሕጊ ማርሻል ድሕሪ ቕሩብ ሰዓታት ኣልዒልዎ። ፕረዚደንትጆ ባይደን ንወዱ ናይ ፈደራል ምሕረት ድሕሪ ምግባሩ ፡ ሓደ ናይ ፈደራል ዳኛ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሃንተር ባይደን ዝቐረበ ክሲ ሰሪዝዎ ። ሁይማን ራይትስ ዎች መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ብምእጋዱ ነቒፍዎ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
