መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና) - podcast episode cover

መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ተራኺቦም፣ ኤርትራ ጸብጻብ ቢቢሲ ጌጋ'ዩ ትብል (ጸብጻባት ልኡኽና)

Dec 25, 20249 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን ፕረዚደንት ሶማል ሓሰን ሼኽ ማሕሙድን ተመያዪጦም፣ * ቢቢሲ ሶማሊያ ኣብ ኣዋጅ ኣንካራ ኣመልኪቱ ንዝዘርግሖ ሓበሬታ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ነጺግዎ፣ * ቤትፅሕፈት ምግባረ ሰናይ ትእምት ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ልዕሊ 212 ሚልዮን ቅርሺ ከም ዝሓገዘ ኣፍሊጡ፣ * ኢትዮጵያ ንክሲ ሶማልያ መሰረት ዘይብሉ ብምባል ነጺጋቶ፣ * ኢትዮጵያን ጅቡቲን ሓይሊታት ፀረ-ሰላም ንምግታእ ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ንምስራሕ ተሰማሚዐን፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android