ሊቨርፑል ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ክትዓትር 3 ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ቦስቶን ተዓዊቶም፣ - podcast episode cover

ሊቨርፑል ጽዋዕ ፕሪምየር ሊግ ክትዓትር 3 ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ቦስቶን ተዓዊቶም፣

Apr 20, 202510 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (21/04/2025) * ኤርትራዊ ዳዊት ሰዓረን ኢትዮጵያዊት ገላ ሃምበሰን ኣብ ውድድር 5ሽሕ ሜትሮ ቦስቶን ተዓወትቲ ኮይኖም፣ * ናይ ማራቶን ቦስቶን ሻምፒዮንኦም ዝከላኸሉ ኢትዮጵያዊ ሲሳይ ለማን ኬንያዊት ሄለን ኦቢሪን ኣብ'ቲ ሎሚ ሶኑይ ዝካየድ ውድድር ካብ'ቶም ተሳተፍቲ ምኳኖም ተፈሊጡ፡ * ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ናሆም ዘርኣይ ኣብ ኢጣልያ፣ ቢንያም ግርማይ ኣብ በልጅም ተወዳዲሮም ዘዕግብ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ሊቨርፑል ንሌስተር ሲቲ ድሕሪ ምስዓራ ሻምፒዮን ክትከውን ሰለስተ ነጥቢ ጥራይ ተሪፍዋ፣ ድኻም ዝተሰመዖም ዝመስል ኣሌክሳንደር ኢሳቕን ጋንትኡ ኒውካስትል ዩናይትድን ኣብ ኢድ ኣስቶንቪላ ከቢድ ስዕረት ኣጋጢምዎም ናይ ሳልሳይ ተርታ ቦትኦም ኣብ ሓደጋ ይኣቱ፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android