ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 2025) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 2025)

May 29, 202511 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ምዕራብ ቪክቶርያ ዝርከብ ዓቢ ጽርግያ ፡ ሓሙሽተ ማካይን ተጋጭየን ፡ ሰለስተ ሰባት ሞይቶም ፡ ክልተ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኣትዮም ኣለዉ ። እቲ ኣብ ጋዛ ብ U-S ዝድገፍ ናይ ረዲኤት ሞደል ፡ ተወሳኺ ዕንወት ዝፈጥር እዩ ክብልሓላፊ ትካል ዉሕሃ ንፍልስጤማውያ ስደተኛታት ፡ ወይ UNRWA ኣጠንቂቑ። ኣብ ግጥም State of Origin ጋንታ ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ልዕሊ ናይ ኲንስላንድ ጋንታ ማሮንስ 18 ብ6 ዓወት ናይ መጀመርታ ዓወት ኣመዝጊባ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android