ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ግንቦት 2025)
May 27, 2025•4 min
Episode description
** ቅነ ዕርቂ ኣውስትራሊያ ጀሚሩ... ** መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ቓዛ ሓድሽ እማመ ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ኣቕሪቡ ... ** ሚኒስተር ዞባዊ ምምሕዳር ኤርትራ ኣቶ ወልደሚካኤል ኣብርሃ ኣብ መበል 87 ዓመቱ ብሕማም ዓሪፉ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
