ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2024) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2024)

Oct 23, 20245 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 23 ጥቅምቲ ዝተዳለዉ ኣርእስታት ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዝርከቦም ኣብ ካዛን ሩስያ፡ መራሕቲ ደቡባዊ ደምበ ብኣቦ-መንበርነት ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዋዕላ ብሪክስ ይካየድ ኣሎ። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ፡ ውግእ እስራኤል-ሓማስ ካብ ዝጅምር ን መበል 11 ግዜ ናብ እስራኤል ምብጻሕ ይገብር ኣሎ። ኣብዚ ዓመትካብ ናብ ኣውሮጳ ክኣትዉ ዝፈተኑ ልዕሊ 500 ስደተኛታት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ከምዝሞቱ ዓለምለኻዊ ትካል ፍልሰት ሓቢሩ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android