ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ሓምለ 2025)
Jul 22, 2025•4 min
Episode description
** እስራኤል ኣብ ቓዛ ተካይዶ ዘላ ዉግእ ብቕጽበት ደው ከተብሎ ኣውስትራሊያ ትርከበን 25 ሃገራት ናይ ሓባር ስምምዕ ክፍርማ... ** ዩክሬንን ራሻን ኣብዚ ሰሙን ሓድሽ ስምምዕ ሰላም ክዘራረባ እየን ተባሂሉ... **ኣብ ደቡባዊ ክፋላት ኣውስትራልያ ንዚነብሩ ሰባት ብርቱዕን ጐዳእን ንፋስ ክህሉ ትጽቢት ክገብሩ ቤት ጽሕፈት ሜትሮሎጂ ኣጠንቂቑ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
