ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መጋቢት 2025) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መጋቢት 2025)

Mar 18, 20256 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 18 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ** ሰላም ኣብ ዩክረይን ካብዝኾነ እዋን ንላዕሊ ሎሚ ዝቐረበ ከምዝኾነ ኣመሪካ ገሊጻ፡ ሎሚ ፕረሲደንት ትራምፕን ፑቲንን ብተለፎን ክዘራረቡ ኣብዝዳለዉሉ እዩ ነዚ ዝበሃል ዘሎ። ** ትረዠረር ጂም ቻለምስ እቲ ብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝተወስደ ስጉምቲ ቀረጽ ኣብ ልዕሊ ሰደድ ኣውስትራሊያ ኣብ ቁጠባ ከቢድ ዕንወት ከውርድ ከምዝኽእል ኣሚቱ። ** ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ መጠን ቅትለት ናይ ፡ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ዓመት ዝለዓለ ኮይኑ ተረኺቡ ፣ ዛጊት ኣብ 2025 ጥራይ 85 ሰባት ተቐቲሎም ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android