ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ታሕሳስ 2024) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ታሕሳስ 2024)

Dec 17, 20247 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ካብ ዝኾነ ካልእ ዓለም ንላዕሊ (ብመንጽር ካፒታ) ቓዛ ዝበዝሑ ኣካሎም ዝተቆርጹ ህጻናት ኣለውዋ (ወኪል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንፍልስጢማውያን ስደተኛታት )፡ * ሓደ ተመሃራይን ሓደ መምህርን ኣብ ግዝኣት ዊስኮንሲን ድሕሪ ዝተፈጸመ ተኹሲ ካብ'ቶም ሰለስተ ዝተቐትሉ ኮይኖም፣ * ክኢላታት ኩነታት ኣየር ማዕበል ሙቐት ኣብ ዝመጹ መዓልታት ዓቢይ ክፋል ምብራቓዊ ኣውስትራልያ ክሽፍን ምዃኑ የጠንቅቑ፣ * ግዝኣታውያን መንግስታት ኣውስትራልያ ኣብ ኣፍደገ ሃይማኖታዊ ትካላትን ቤተ ጸሎትን ዝካየዱ ተቓውሞታት ንምቁጽጻር ምትዕርራይ ሕጊ ክገብራ ይሓስባ
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android