ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2025)
Jun 11, 2025•6 min
Episode description
** ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ናይ ኦስትሪያ ብጥይት ንተኳሲ ወሲኹ 11 ሰባት ተቐቲሎም ... ** ትራምፕ፡ ሎስ ኣንጅለስ ብናይ ወጻኢ ሓይሊ ስለ ተወረረት “ነታ ከተማ ነጻ ከነውጽኣ ኢና።” ኢሉ። ** ጋንታ ሶኮሩ ን ሱዕዲ ዓረብ ስዒራ ናብ ፊፋ 2026 ምሕላፋ ኣረጋጊጻ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
