ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሕዳር 2024) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሕዳር 2024)

Nov 04, 20245 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ኣርእስታት፡ ንሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ኣብተን ወሰንቲ ቦታታት ምርጫ ናይ መወዳእታ ጎስጓሶም የካይዱ ኣለዉ። እቲ ንህዝቢ ኣውስትራሊያ ደው ንኽብል ዝገብር ተባሂሉ ዝፍለጥ በብዓመቱ ዘካየድ ውድድር ኣፍራስ መልበርን ካፕ ፡ ሎሚ [5 ሕዳር] ኣስታት 90 ሽሕ ሰባት ክዕዘብዎ ትጽቢት ይግበር ። ብሪጣንያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዘለዉ ግጭታት ደው ክብሉ ጸዊዓ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android