ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሰነ 2025) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (03 ሰነ 2025)

Jun 03, 20255 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 3 ሰነ 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስተ ዜና፡ ** ኣባል ሰልፊ ግሪንስ ሰኔተር ዶሪንዳ ኮክስ ነቲ ሰልፊ ገዲፋ ናብ ሰልፊ ለበር ብምቕያራ ሰልፊ ግሪንስ ሓዘኑ ይገልጽ። ** ሰበ-ስልጣን ፈደራል ኣቕሑ ዝጸዓና ናይ ጽዕነት ማካይን ናብ ትግራይ ፡ ከይኣትዋ ከልከሉወን ድሕሪ ምጽናሕ፡ ጕዕዞአን ከም ዝቐጸላ ተፈሊጡ። ** ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተሓተ ደሞዝ ሰራሕተኛታት ናይ 3.5 ሚኢታዊ ወሰኽ መሃያ ክግበረሎም Fair Work Commission ኣሚሙ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android