ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2024) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ጥቅምቲ 2024)

Oct 02, 20245 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 2 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኢራን ናብ እስራኤል ዝተኮሶቶ ልዕሊ 200 ሚሳይላት ብ ኣመሪካን እስራኤል ከምዝበርዓነ ተፈሊጡ። ኣብ ዶባ ሶማልያን ኢትዮጵያን ወጥሪ ከምዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ገሊጹ። መራሕቲ ካቶሊክ ኣብ ቫቲካን ኣብቲ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ዋዕላኦም ኣብ ለውጢ መሰረተ እምነት (ዶክሪን) ድምጺ ክህቡ እዮም።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android