ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2024) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (01 ጥቅምቲ 2024)

Oct 01, 20245 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 1 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ግዚያዊ ኣዛዚ ህዝቦላህ ናዒም ቃስም ፡ ሕዝቦላህ ኣንጻር እስራኤል ዝገብሮ ውግእ ከም ዝቕጽሎ ቃል ኣትዩ ። ኣብ ኣውስትራልያ ዋጋ ኣባይቲ እናወሰኸ ይኸይድ እኳ እንተ ኰነ ፡ እቲ ፍጥነት ክብሪ ግን እናዘሓለ ይኸይድ ከምዘሎ ሓድሽ ጸብጻብ ሓቢሩ። ሰራዊት ሱዳን ሓይልታቱ ኣብ ካርቱም ን መንበሪ ኣምባሳደር ሕቡራት ዓረብ ኢማራት ደብዲቦም ንዝብል ክሲ ነጺጉ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android