ሓጸርቲ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2025) - podcast episode cover

ሓጸርቲ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2025)

Jun 10, 20256 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

** ኣብ ሎስ ኣንጀልስ ተላዒሉ ዘሎ ማዕበል ተቓዉሞ ደው ንምባል ኣማኢት ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ን ሃገራዊ ሓለዋ ክሓብሩ ትእዛዝ ተዋሂቡ። ** ኣባል ሰልፊ ለበርን ምክትል ፕሪሜር ኒው ሳውዝ ወልስ ፕሩ ፓር ብካንሰር ጡብ ሓሚማ... ** ረድኤትን ተሓለቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ሒዛ ካብ ኢጣልያ ናብ ቓዛ እትጓዓዝ ዝነበረት መርከብ ብወተሃደራት እስራኤል ከም ዝተታሕዘት ተፈሊጡ። ** ኣብ ማራቶን ኣስመራ 2025፡ ኣባል ክለብ ደንደን ደበሳይ ደሳለ ቀዳማይ ወጺኡ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android