ግብጺ ንኢትዮጵያ ትኸስስ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ምጋሽ ኣቋሪጹ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 3 መስከረም 2024) - podcast episode cover

ግብጺ ንኢትዮጵያ ትኸስስ፡ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣስመራ ምጋሽ ኣቋሪጹ፡ (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 3 መስከረም 2024)

Sep 03, 20248 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 3 መስከረም 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ግብጺ ንምምላእ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ን ኢትዮጵያ ዝኸስስ ናይ ጥርዓን ደብዳበ ናብ ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣቕሪባ። ናይ ቀረባ ግዜ ሓበሬታ ከምዝሕብሮ ካብ መልበርን ንላዕሊ ኣብ ኣደላይድ ወይ ፐርዝ ገዛ ምግዛእ ይኸብር ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፡ ካብን ናብን ኤርትራ ዘካይዶ ዝነበረ በርራታት ካብ ሰሉስ 3 መስከረም 2024 ከምዘቋረጸ ኣፍሊጡ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android