ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2024) - podcast episode cover

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥቅምቲ 2024)

Oct 15, 20247 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ( ሰሉስ 15 ጥቅምቲ 2024) * ከባቢ ፍርቂ ዝኾኑ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ስድራቤታት ኣብ ኣውስትራልያ ውሕስነት ቀረብ መግቢ ዘይብሉ መነባብሮ የሕልፉ ከምዘለዉ ተገሊጹ፣ * ኣውስትራልያ ዜጋታታ ናብ እስራኤል ከይጓዓዙን ኣብኡ ዘለዉ ኸኣ ብዝተቐላጠፈ ክወጹን ተጠንቅቕ፣ * ሰራዊት እስራኤል ኣርባዕተ ወተሃደራት ዝቐተለን ልዕሊ 60 ሰባት ዘቑሰለን መጥቃዕቲ ድሮን ሒዝቡላህ መርመራ ከካይደሉ ምዃኑ ገሊጹ፡ * ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ንዝካየድ ቃልሲ ኣንጻር ግብረሽበራ ዝህቦ ደገፍ ክቕጽሎ ምዃኑ ቃል ከምዝኣተወላ ኢትዮጵያ ገሊጻ፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android