ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2024) - podcast episode cover

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ሓምለ 2024)

Jul 29, 202417 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ኣርእስታት ዜና፥ ኣብቲ እስራኤል ተቖጻጺራቶ ትርከብ ግዝ ኣት ሶርያ ኣኽራን ጐላን ኣብ ዝርከብ ሚዳ ኲዕሶ እግሪ መጥቃዕቲ ኣየር ተፈጺሙ ብውሕዱ 12 ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም፡ እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ናይ ሮኬት መጥቃዕቲ ፈንያ። ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ኣመሪካ ኣብ ጀርመን ናይ ነዊሕ ርሕቀት ሚሳይላት እንተ ኣዋፊራ ፡ ሩስያ ኣብ ውሽጢ ምዕራባውያን ሃገራት ከጥቅዕ ዝኽእል ርሕቀት ኣብዘለዎ ከባቢ ተመሳሳሊ ሚሳይላት ከተዋፍር ምዃና ገሊጹ ኣሎ ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር ሪቻርድ ማርለስ ፡ ሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ንምሃብ ካብ ሰልፊ ለበር ናይ ኒው ሳውዝ ዌልስ ዝቐረበ ጻውኢት ፡ ምላሽ ሂቡ ኣሎ ። ኤርትራዊ ቢንያም ግርማይ ጋንትኡ ኢንተርማርሸ ዎንቲ ክሳብ 2028 ምስኣ ክጸንሕ ውዕሉ ኣናዊሓትሉ፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android