ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሓምለ 2025) - podcast episode cover

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ሓምለ 2025)

Jul 28, 202510 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣባል ሃገራት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ንፍልስጤምን እስራኤልን ፍታሕ ክልተ ሃገር ብዛዕባ ዝትግበረሉ መገዲ ንምምይያጥ ፡ ሎሚ ኣብ ኒው ዮርክ ይእከባ ኣለዋ ። ** ታይላንድን ካምቦዲያን ኣብዚ ቀረባ እዋን ዝካየድ ዘሎ ውግእ ደው ንምባል ፡ ሎሚ ኣብ ማለዥያዝርርብ ከካይዳ ተሰማሚዐን ኣለዋ ። ** ኣብ ቅድድም ብሽግለታ፡ ታዴ ፖካቻር ፡ ንራብዓይ ግዜ ቻምፕዮን ቱር ደ ፍራንስ ብምዃን ኣብ ወለዶኡ ካብ ዘለዉ ሰባት ንላዕሊ ዓብላሊ ምዃኑ ኣመስኪሩ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android