ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025) - podcast episode cover

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2025)

Jan 15, 20256 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 15 ጥሪ 2025 ዝተዳለዉ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ኣውስትራሊያ ነቲ እናወሰኸ ዝኸይድ ዘሎ ቅልውላው ጸረ-ሴማውነት ፍታሕ ንምንዳይ ናይ መምሕድዳር ግዝኣታትን ናይ ፌደራል መራሕቲ ምስ ናይ ፖሊስ ሹማምንቲ ብስሩዕ ክእከቡ እዮም። ** ኣብ ቓዛ ተዂሲ ደው ንምባል ዝግበር ዘሎ ዝርርብ ኣብ መወዳታኡ ክበጽሕ ከምዝቐረበ ቐጠር ኣፍሊጣ ... ** ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ቴኒስ ኣሌክስ ደ ሚኖር ኣብ ተኒስ ኣውስትራሊያ ኦፐን ፡ ንሆላንዳዊ ቦቲክ ቫን ደ ዛንቹልፕ ብምስዓር ጉዕዞ ዓወቱ ጀሚሩ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android