ዕላል ምስ ድምጻዊ ስዒድ ዓብደላ ምስ ረድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ. (Interview with Sied Abdela: SBS Tigrinya)
Jun 09, 2025•34 min
Episode description
ስዒድ ዓብደላ ካብ ንእስነቱ ጀሚሩ ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ስነ-ጥበባዊ ስራሕ ብፍላይ ድማ ኣብ ደርፊ ትግረ ዓቢ እጃም ዘበርከተ እዩ፡ ሎሚ ብስደት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብር ዘሎ ወዲ ዓብደላ ኣብ ደርፊ ዝገበሮ ስራሓትን ኣብ ዘበን ስደቱ ዘለዎ ትልሚን ምስ ሬድዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ኣዕሊሉ ኣሎ ምሉእ ትHዝቶ እቲ ዕላል ንምስማዕ ኣብዚ ተውቑ፡፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
