DIY Renovations: What you need to know before getting started - ባዕልኻ ምጽጋንን ምስራሕን (DIY)፡ ቅድሚ ምጅማርና ክንፈልጦም ዝግባእ ነገራት
Jul 29, 2025•10 min
Episode description
Many Australians love rolling up their sleeves and undertaking their own home improvements. But before you grab a hammer or paintbrush, it’s essential to understand the rules and risks so you can renovate safely and legally. - ኣውስትራሊያውያን እጅገኦም ሰብሲቦም ገዛኦም ምምሕያሽን ምሕዳስን ምግባር ይፈትዉ እዮም ። ሞደሻ ቅድሚ ምሓዝካ ግን ፡ ሕግታትን ሓደጋታትን ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ ። ክሽነኻ ከተሐድስ ወይ ጽላል ኣብ ድሕሪ ገዛኻ ክትሰርሕ እንተ መዲብካ ፡ ብዘይ ገለ ጸገም ብሕጋዊ መገዲ ክትገብሮ ዝሕግዝ ሓበሬታ ኣብዚ ተገሊጹ ኣሎ ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
