ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13.4 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ። (ጸብጻብ)
Oct 20, 2024•6 min
Episode description
ኣብ ዝተኻየደ ዓብዪ ቴሌቶን ትግራይ ክልተ ሚኢትን ሓደን ሚሊዮን ብር ንምልጋስ ቃል ተኣትዩ ከም ዘሎ ተገሊጹ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ሽረ እንዳስላሰ ልዕሊ 13.4 ኩንታል ወርቂ ዕድጊት ከምዝፈፀመ ኣፍሊጡ ኣብ ትግራይ ትካላውነት ብዘይምህናፁ ሚድያታት ብነፃነት ክሰርሓ ኣይክኣላን ተባሂሉ። ናይ ኤርትራ ኣምባሳደር ፍስሃጽዮን ጴጥሮስ ናይ ኣምባሳደርነት ወረቐት ንንጉስ ስዊድ ኣቕሪቡ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ጎጃም “ሓይልታት መንግስቲ" ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ልዕሊ 100 ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android
