ኣውስትራሊያ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትቕበሎም ዘላ ስደተኛታት ብዝሖምን ዝወስዶ ንውሓት ግዜ ንምንታይን ብኸመይን፧ ምስ ዶ/ ብርሃን ኣሕመድ - podcast episode cover

ኣውስትራሊያ ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ትቕበሎም ዘላ ስደተኛታት ብዝሖምን ዝወስዶ ንውሓት ግዜ ንምንታይን ብኸመይን፧ ምስ ዶ/ ብርሃን ኣሕመድ

Nov 18, 202415 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ካል ኦት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ተሰዲዶም ኣብ ፈቐዶ መዓስከር ስደተኛታት ንዘለዉ ኣውስትራሊያ ትህቦ ቪዛ እናወሓደን ነቲ ቪዛ ንምርካብ ንውሓት ግዜ ኣዚዩ ነዊሕ ዓመታት ዝወስድ ዘሎ ክስተት እዩ። እዚ ንምንታይ እዩ ኮይኑ፧ ግደ ኣብዚ ዘሎ ማሕበረሰብከ እንታይ እዩ ክኸውን ዘለዎ፧ ዝብሉን ምስዚ ዝተሓሓዝ ሕቶን ዶ/ ብርሃን ኣሕመድ መሊሱልና ኣሎ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android