ኣውስትራልያ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፋ፣ ዋንጫ ዓለም ክለባት ፊፋ ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣብ ኣሜሪካ ተጀሚሩ፣ - podcast episode cover

ኣውስትራልያ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ሓሊፋ፣ ዋንጫ ዓለም ክለባት ፊፋ ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣብ ኣሜሪካ ተጀሚሩ፣

Jun 15, 20259 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (09/06/2025) * ኤርትራውያን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዝተሳተፍሉ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርየም ዱ ዶውፊን ብዓወት ስሎቨንያዊ ታደይ ፖጋቻር ተዛዚሙ፣ * ህቡብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ኣባል ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያን ዝነበረ ሙሉጌታ ከበደ ካብ’ዚ ዓለም ብሞት ከምዝተፈልየ ጋንትኡ ነበር ቅዱስ ጊዮርጊስ ገሊጻ፣ * ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኣውስትራልያ ወይ ሶከሩስ ዝሓለፈ ሰሙን ንሻድሻይ ተኸታታሊ ግዜኣ ናብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ምሕላፋ ኣረጋጊጻ፣ * ፊፋ ብፍሉይ ኣሰራርዓ ዘዳለዎ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ዓለም ክለባት ኣብ ትሕቲ ኣሰካፊ ኩነታት ኣተሓሕዛ ስደተኛታትን መጻእትን ኣብ ኣሜሪካ ሰንበት ተጀሚሩ፣
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android