ኣብ ዝመጽእ መረጻ ኣይክሳተፍን'የ (ፕሮፌ. ብርሃኑ ነጋ)፣ ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ትቆጻጸር (ፍሉይ ራፖርተር ው. ሕ. ሃ.)፣ - podcast episode cover

ኣብ ዝመጽእ መረጻ ኣይክሳተፍን'የ (ፕሮፌ. ብርሃኑ ነጋ)፣ ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ትቆጻጸር (ፍሉይ ራፖርተር ው. ሕ. ሃ.)፣

Jul 09, 20257 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ጸብጻብ ዜናታት ልኡኽና (10/07/2025) * ኤርትራ ብዙሕ ከባቢታት ትግራይ ተቖጻጺራ ምህላዋ ፍሉይ ራፖርተር ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣረጋጊጹ፣ * ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኣቶ ቢንያም በርሀ ምስ ሓለፍቲ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ቁጠባዊ ኮሚሽን ኣፍሪቃ ርክብ ኣካይዱ፣ * ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ዋሺንግተን ዲሲ ዝርከቡ ዲያሰፖራ ተጋሩ ዓብይ ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም፣ * መራሒ ኢዜማ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ኣብ ዝመጽእ መረጻ ኢትዮጵያ ከም ዘይሳተፍ ኣፍሊጡ
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android