"ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከህልዎ'ዩ።" ሌ/ጀ ጻድቃን። - podcast episode cover

"ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝውላዕ ኲናት ኣብ ጸጥታ ቀይሕ ባሕሪን ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃን ከቢድ ሳዕቤናት ከህልዎ'ዩ።" ሌ/ጀ ጻድቃን።

Mar 11, 20256 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

ንሎሚ 11 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አርእስታት፡ ** ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልዕሊ 800 ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም ፡ ኣውስትራሊያ ደገፍ ክትገብር ማሕበረሰብ ሶርያዊያን-ኣውስትራልያውያን ጸዊዑ። ** ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዘውጽ ኦ መግለጺ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዓቃብ ሰላም ናብ ዩክረይን እንተሰዲዱ "ከቢድ ሳዕቤን" ክህሉ' ዩ "ክብል ኣጠንቂቑ ። ** ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንገለ "ዕግርግር" ኣብ ምፍጣር ኢድ ኣለዎም ዝበሎም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ ኣጊዱ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android