ጥምቀት የሱስ -                                                     ኢሰ 43፥1-4 ፥ ግ.ሃ 8፥14-17 ፡ ማር 9፥9-11 - podcast episode cover

ጥምቀት የሱስ - ኢሰ 43፥1-4 ፥ ግ.ሃ 8፥14-17 ፡ ማር 9፥9-11

Jan 13, 202028 min
--:--
--:--
Download Metacast podcast app
Listen to this episode in Metacast mobile app
Don't just listen to podcasts. Learn from them with transcripts, summaries, and chapters for every episode. Skim, search, and bookmark insights. Learn more

Episode description

3ተ ዓይነት ጥምቀት - ናይ መከራ ጥምቀት ፡ ናይ ማይ ጥምቀት ፡ ናይ መንፈስ ቕዱስ ጥምቀት ። ****^^^^**** ማርቆስ 1 (Mark) 9፤ በቲ ቕነ እቲ ዀነ፡ የሱስ ካብ ናዝሬት ናይ ገሊላ መጸ፡ ብዮሃንስ ከኣ ኣብ ዮርዳኖስ ተጠምቀ። 10፤ ካብ ማይ ምስ ወጸ፡ ብኡብኡ ሰማያት ኪኽፈታ፡ መንፈስ ድማ ከም ርግቢ ኺወርድ ከሎ ረአየ። 11፤ ካብ ሰማይ ከኣ፡ ብኣኻ ዝሰመርኩ ፍትዊ ወደይ ንስኻ ኢኻ፡ ዚብል ድምጺ መጸ። 12፤ መንፈስ ከኣ ብኡብኡ ናብ በረኻ ኣውጽኦ። 13፤ ኣብቲ በረኻ ድማ፡ ሰይጣን እናፈተኖ፡ ኣርብዓ መዓልቲ ጸንሔ። ምስ ኣራዊት ከኣ ነበረ፡ መላእኽቲውን ኣገልገልዎ።
For the best experience, listen in Metacast app for iOS or Android